ናይ ቪክቶሪያ ተኻረይቲ ማሕበር ኣብ ቪክቶሪያ ውሽጢ ነበርቲ ዝኾኑ ተኻረይቲ ብዘይኽፍሊት ብናፃን ምስጥራዊ ብዝኾነ መገዲ ዝዳለው ኣገልግሎት እዩ። ናይ ቪክቶሪያ ተኻረይቲ ማሕበር ኣብ ቪክቶሪያ ውሽጢ ነበርቲ ዝኾኑ ተኻረይቲ ብዘይኽፍሊት ብናፃን ምስጥራዊ ብዝኾነ መገዲ ዝዳለው ኣገልግሎት እዩ። ተኻረይቲ ንባእሎም ክሕግዙ ሓበሬታን ምኽሪን ነዳልወሎም ኢና።
ንተኻራይቲ ፍልይ ዝበለ ግልጋሎት ብናይ ተአኻረይቲ ማሕበር ኣቢሉ ይዳለው።
ናይ ተኻረይቲ ማሕበር ምናልሽ:
ካብ እንግሊዝኛ ወጻእ ካልእ ቛንቛ ንዝዛረቡ ተኻረይቲ ብናይ ተኻረይቲ ማሕበር ኣቢሉ መረዳእታን መገልገሊታት ንምድላው ቃል ይኣትው እዮም።
ኣስተርጓማይ እንተደሊኻ፤ ንናይ ተኻረይቲ ሓገዝ መውሃቢ መስመር ደውል እሞ ንናትካ ስም፣ ቛንቛን ስልኪ ቑፅሪ ምሕባር ብድሕሪኡ ምስ ኣስተርጓማይ ኾይና ንድውለልኹም ኢና።